ገምጋምን ጦብላሕታን ኣብ መጽሓፍ ፈታው ሰዓት

ደራሲ ሚኪኤል በርሀ ካብ ዝሓልፍ፡ 30 ነሓሰ 2026 ድሮ ሓደ ዓመት ተቘጺሩ። ብድሕሪ ሕልፈቱ፡ ፈታዊ ሰዓት እትብል መጽሓፉ ንዳግመ-ሕትመት በቒዓ ኣብ ዝተመረቐትሉ ዕለት ዝቐረበ ስነጽሑፋዊ ገምጋምን ምስትምቓርን እነሆ። _______________________ ኣርእስቲ መጽሓፍ፥ ሓላው ሰዓት ደራሲ፡ ሚኪኤል በርሀ ዕለተ ሕትመት- 2ይ ሕታም 2026 ቅየሳ ገበር፥ ሚኪኤል ኣዶናይ ጅር፥ ሓጺር ዛንታ፥ ብዝሒ ገጻት፡ 182 ብዝሒ ዛንታታት- 10 ‘ሚኪኤል

Continue reading

Eritrea’s Imprisoned Journalists Honored with CPJ’s 2026 International Press Freedom Award

August 6, 2026 PEN Eritrea warmly welcomes the announcement by the Committee to Protect Journalists (CPJ) honoring the Eritrea 16 with its 2026 International Press Freedom Award, recognizing the extraordinary courage and sacrifice of Eritrea’s imprisoned journalists who have endured decades of detention without charge or trial. The award comes as the world marks the

Continue reading

እቲ ብርቂ ጸሓፊ ልቢ ወለድ ቢኒያም ፍስሃጽዮን ኣበይ ተሰወረ፧ ሰኣላይ የማነ ዓንደብርሃን ከ፧

ብጸጋይ መሓሪ ( ተመርዖ) ናይ ካልእ ኣይፈልጥን፡ ኣነ ግን ነዛ ዳስ ሳልስቲ ዝምንውሓ ሓጻር ህይወት ፥ ሓቂ መስኪረ፡ ጭውያት ደቂ ሃገረይ ዘኪረ፡ ሃለዋቶም ሓቲተን መጭወይቶም መስኪረን ክሓልፍ’የ ዝደሊ። ስለዝዀንኩ ድማ ንዝሓለፈ ዓሰርተ ዓመታት ብዛዕባ መጭወይተይን መጭወይቲ ደቂ ሃገረይን ክምስክር ኣሕሊፈዮ ኣለኹ። ስለዝዀነ ድማ እንሆ ሕጂ’ውን እቲ ልሉይን ተዘካርን ኣብዚ እዋን እዚ ግን ተረሲዑን ተጨውዩን ዘሎ

Continue reading

أصوات من أجل السلام مختارات شعرية – دعوة للمشاركة

أصوات من أجل السلام مختارات شعرية – دعوة للمشاركة تدعو منظمة “PEN إريتريا في المنفى” الشعراء من إريتريا وإثيوبيا للمشاركة في مختارات شعرية قادمة، تجمع أصواتًا من كلا البلدين في فضاء أدبي مشترك. حول المختارات في زمنٍ غالبًا ما تُهمَل فيه الفنون أو تُوظَّف لأغراض ضيقة، تنظر “أصوات من أجل السلام” إلى الشعر كشهادة إنسانية جادة.

Continue reading

ብንያም ሶሎሞን ‘ኮብራ’ ካብ ማእሰርቲ ምውጽኡ BBC ይጽብጽብ

ፐን ኤርትራ ንምፍታሕ ብንያም ‘ኮብራ’ ዝደንጎየ ግን ድማ ከም ትስፉው ተበግሶ ትርእዮ። BBC ኸም ዝጸብጸቦ፡ ኮብራ ብዝብል ሳጓ ዝፈለጥ ውሩይ ቅየዓዊ ሰኣላይ (ካርቱኒስት) ብንያም ሶሎሞን፡ ድሕሪ 15 ዓመታት ካብ ማእሰርት ተለቒቑ። ብዘይዝኾነ ሕጋዊ ፍርዲን ስርዓትን ን15 ዓመታት ተዳጒኑ ድሕሪ ምጽናሕ ኣብዚ ቅንያት ከም ዝወጸ፡ BBC ንቤተሰብ ብንያም ብምጥቃስ ጽሑፉ። ኮብራ፥ ኣብ 2011 ኣብ ኣስመራ ድሕሪ

Continue reading

Long-detained Eritrean Satirical Cartoonist Biniam ‘Cobra’ Solomon Reportedly Released After 15 Years

  PEN Eritrea Welcomes Biniam’s Release According to a BBC News report, Biniam ‘Cobra’ Solomon has been released after 15 years in prison without formal charges or a trial. Biniam was arrested in Asmara in 2011 and has been kept incommunicado for a decade and a half. According to family members cited in the BBC

Continue reading

‘የሰላም ድምፆች’ (Voices for Peace) የግጥም ስብስብ – ሕትመት ጥሪ

  የጻሃፍያን ማህበር – ፐን ኤርትራ በስደት፥  የኢትዮጵያንና የኤርትራ ሀገር ገጣሚያንን ድምፆች በአንድ የስነ-ጽሁፍ ቦታ በማገናኘት የስነ-ግጥም ስብስብ ለማሳተም አስቧል፤ የዚህም ህትመት አካል ይሆኑ ዘንድ የሁለቱም ሀገራት ገጣሚያንን ስራዎቻቸውን እንዲያቀርቡ ይጋብዛል። ስለ ስብስቡ ስነ-ጥበብ በአብዛሃኛው ተገቢውን ትኩረት በማያኘበትና ለጠባብ አጀንዳዎች በሚውልበት ወቀት ይህ ‘’የሰላም ድምፆች’’ ህትመት ጥሪ በአንፃሩ ጥበባትን እንደ ብረቱ ምስክርነት ይመለከታቸዋል። ይህ ስብስብ

Continue reading

‘ድምጽታት ንሰላም’፤ ሕትመት እኩብ ግጥምታት – ጻውዒት ተሳትፎ ንገጠምቲ

ድምጽታት ንሰላም ፐን ኤርትራ ኣብ ስደት፥ ገጠምቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ድምጾም ኣብ ሓባራዊ ስነ-ጽሑፋዊ መድረኽ ባይታ ንምፍጣር ብዘለዎ መደብ መሰረት፡ ገጠምቲ ነቲ ብጥርኑፍ ዝሕተም እኵብ ግጥምታት-‘ድምጽታት ንሰላም’ ዝበቅዕ ስርሖም ከቕርቡ ይዕድም። ብዛዕባ ድምጽታት ንሰላም ስነ-ጥበብ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ንጸቢብ ኣጀንዳታት ኣብ ዘገልግለሉን ዝዋፈረሉን ዘሎ እዋን፡ ‘ድምጽታት ንሰላም’ ንግጥሚ ከም ሓደ ዕቱብ ሰብኣዊ ምስክርነት ጌሩ እዩ ዝርድኦ። ንሰላም

Continue reading